"*" geeft vereiste velden aan Stap 1 van 22 4% ዕድሜኻ ክንደይ እዩ?* ካብ 18-29 ዓመት ካብ 30-39 ዓመት ካብ 40-49 ዓመት ካብ 50-59 ዓመት 60 ዓመት ወይ ካብኡ ንላዕሊ ነቲ 'ኣብ ኔዘርላንድ ምስራሕ' ዘርእስቱ ትምህርቲ ወሲድካዮዶ?* እወ ኣይፋል ኣበየናይ መዓስከር ስደተኛታት (AZC) ኢኻ ትቕመጥ ዘለኻ?Kies jouw AZCዘለኻዮ መዓስከር ስደተኛታት (AZC) ምረጽAlmeloAlmereAmersfoort - Barchman WuytierslaanAmsterdam - WillinklaanApeldoornArnhem - ApeldoornsewegArnhem - ElderhofsewegArnhem - FrombergstraatArnhem-Zuid - VreedenburghAssenBaexemBalkBudel-Cranendonck colBudel-Cranendonck polBudel-Cranendonck Spoor 2BurgumDelfzijl - ZwetDen Haag (Centraal Bureau)Den Helder - DoggershoekDen Helder - Doggershoek amvDen Helder - NieuwewegDen Helder Doggerij 1Den Helder Doggerij 2Drachten NoorderendDrontenDronten amvDuinrellEchtEeldeEmmenGilze en Rijen azcGilze en Rijen polGoesGraveHardenbergHarderwijkHarenHeerhugowaardHeerlenHengeloHoogeveenHoogeveen ebtlKatwijkLeersumLuttelgeestMaastricht - ParkwegMaastricht - François de VeijestraatMiddelburgMusselkanaalNijmegen - Dommer van PoldersveldtwegOisterwijkOisterwijk - procesopvanglocatie amvOverloonOverloon amvRijswijkRotterdamSchalkhaarSchalkhaar - Intensief Begeleidende Opvang (ibo)Sint AnnaparochieSneekSweikhuizenTer Apel - centrale ontvangstlocatie (col)Ter Apel - procesopvanglocatie (pol)Ter Apel - procesopvanglocatie amvTer Apel - vrijheidsbeperkende locatie (vbl)Tilburg Baden PowelllaanTilburg - StationsstraatUtrecht - Joseph HaydnlaanWageningen - KeijenbergsewegWageningen POL - BosrandwegWinterswijkZutphenZweeloo ኣብ ነዘርላንድስ ዘሎ ሽቕለት ኣልቦነት ውሑድ እዩ። እዚ እንታይ ማለት እዩ?* ኣብ ነዘርላንድስ ሒደት ስራሕ ጥራይ እዩ ዘሎ። ኣብ ነዘርላንድስ ውሑድ ደሞዝ ኢኻ ትወሃብ። ዳርጋ ኩሉ ክሰርሕ ዝደሊ ሰብ ስራሕ ክረክብ ይኽእል እዩ ። ኣብ ኔዘርላንድስ ፍርያምነት ሎዑል እዩ። እዚ እንታይ ማለት እዩ?* ነዘርላንድዳውያን ኣብ ዚሰርሑሉ እዋን ብዙሕ ስራሕ እዮም ዝዓሙ። ነዘርላንዳውያን ዳርጋ ዅሉ ሳዕ እዮም ዝሰርሑ ። ነዘርላንዳውያን ብዙሓት ፍርያት እዮም ዘዳልዉ። ብደሞዝ ተቖጺርካ ስራሕ ትሰርሕ እንተ ኾይንካ እዚ እንታይ ማለት እዩ?** ኣብ ሓደ ትካል ኢኻ ትሰርሕ። ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ትካል ኢኻ ትሰርሕ። ንዝተፈላለያ ትካላት ኢኻ እትሰርሕ። ጆን ኣብ መዓልቲ 8 ሰዓት ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ እዩ ዚሰርሕ። ነዚ እንታይ ኢልካ ክትጽውዖ ትኽእል?* ጆን ኣብ ትርፊ ሰዓት (parttime) እዩ ዝሰርሕ። ጆን ምሉእ ግዜ (fulltime) እዩ ዝሰርሕ። ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ኔዘርላንድ ብቐሊሉ ስራሕ ክርከቦ ዝኽእል ጽላት ኣየናይ እዩ?* ኣብ ቴክኒክ፣ ሕርሻን ባህልን ። ኣብ ቱሪዝም፣ ሕርሻን ቴክኒክን። ኣብ ሕክምና፣ ቱርዝምን ባህልን። ኣብ ሕክምና፣ ህንጻን ቴክኒክን። እንተደኣ ብመንገዲ ናይ ስራሕ ወኪል (uitzendbureau) ትሰርሕ ዄንካ...* ናይ ገዛእ ርእስኻ ትካል ኣሎካ ማለት እዩ፣ ቀዋሚ ዘይኮነ ናይ ስራሕ ውዕል ኣሎካ ማለት እዩ፣። ቀዋሚ ናይ ስራሕ ውዕል ተፈራሪምካ ኣሎኻ ማለት እዩ። ኣብ ሲቪ (cv) ናትካ ዘይተስፍሮ እንታይ እዩ?* ውልቃዊ ሓበሬታት ናትካ እቲ ክትክፈሎ ትደሊ ደሞዝ። ዘለካ ናይ ስራሕ ተመክሮ። ዝወሰድካዮ ትምህርትታትን ስልጠናታትን። ስራሕ ንምእታው ምምልካት (solliciteren) እንታይ እዩ?* ኣብ ሓደ ትካል ንእተወሰነ እዋን ምስራሕ። ሓድሽ ትምህርቲ ምውሳድ። ንሓደ ስራሕ ክትኣትዎ ምፍታን። ነዘርላንድስ ክትዛረብ እንተ ዄንካ እቲ ልዕሊ ዅሉ ዘገድስ እንታይ እዩ?* ፈጺምካ ጌጋ ዘይምግባር። ብቛንቋ ነዘርላንድስ ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ ብዙሕ ምንባብ። ዋላ እውን ጌጋ ግበር ብዙሕ ምልምማድ። ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ (vacature ) እንታይ እዩ?* ስራሕ ንምእታው ዝግበር ቓለ-መጠይቕ። ዝኣትዎ ሰብ ዝድለየሉ ዘሎ ስራሕ። ብዛዕባ ኩሎም ዝተማሃርካዮም ትምህርትታን ዝሰራሕካዮም ስራሕን ዝገልጽ ዝርዝር ሓበሬታ። ነዘርላንዳውያን ከም ስነ ስርዓት ዝርእይዎ እንታይ እዩ?* ንሰባት እንተ ዘይጠሚትካዮም። ንሰባት እንተ ጠሚትካዮም። ንሸውዓተ ወርሒ ዝኣክል ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት (azc) ትነብር ኣለኻ ናይ መንበሪ ፍቓድ ድማ ገና ኣይተዋሃብካን እንተዀነ ግን ክትሰርሕ ትደሊ ኢኻ። እንታይ ክትገብር ትኽእል?** ክትጽበ ኣሎካ፣ ምኽንያቱ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቤት ምስ ተዋሃብካ ጥራይ ኢኻ ኽትሰርሕ ዝፍቀደልካ። ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ ምንም ዘሰክፍ የብልካን። ሕጂ ንልዕሊ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝኣክል ዕቝባ ንኽወሃበካ ኣብ መስርሕ ስለ ዘለኻ ኣብ ዓመት 24 ሰሙን ክትሰርሕ ይፍቀደልካ እዩ። ናይ መንበሪ ፍቓድ ስለ ዘይብልካ ክትሰርሕ ኣይፍቀደልካን እዩ። ንስኻ ኣብ ነዘርላንድስ ካብ እትነብር ዓሰርተ ወርሒ ሓሊፉ ኣሎ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት (azc) ድማ ትነብር ኣለኻ። ስራሕ ስለ ዝረኸብካ ስራሕካ ኽትጅምር ኢኻ ። እንታይ ክትገብሩር ኣለካ?* ንብምሉኡ ደሞዝካ ናብ COA ከተረክቦ ኣለካ። ንተሓጋገዝቲ ስደተኛታት (VluchtelingenWerk) ስራሕ ከም እትጅምር ክትነግሮም ኣለካ፣ ንሶም ከኣ ን COA ክነግርዎም እዮም። ንመነባብሮ ንዝግበሩ ወጻኢታት ልዕሊ እተወሰነ መጠን እጃምካ ክትከፍል ስለ ዘሎካ ደሞዝ ዝኽፈሎ ስራሕ ክትሰርሕ ምዃንካ ን COA ክትሕብር ኣለካ፣ ንስኻ ደሞዝ ዝኽፈሎ ስራሕ ክትሰርሕ ምዃንካ ን COA ክትሕብር ኣለካ፣ ምኽንያቱ ብድሕሪኡ ካብ መዓስከር ስደተኛታት (azc) ወጺእካ ኢኻ ክትነብር ዘለካ። COA ከምኡ’ውን Refugee Talent Hub ኣብ ነዘርላንድስ ምእንቲ ኽሰርሕ ክኽእል ጽቡቕ ገይሮም ዘዳለዉኒ ኾይኑ እዩ ዝስመዓኒ።*ብፍፁም ኣይኮነንቁርብ ቁሩብደሓንጽቡቕኣዝዩ ጽቡቕ ሳላ እቲ ዝወሰድክዎ ስልጠና ንሕቶታተይ መልሲ ረኺበሉ ኣለኹ።*ስልጠና ኣይወሰድኩንብፍፁም ኣይኮነንቁርብ ቁሩብደሓንጽቡቕኣዝዩ ጽቡቕ እንተደኣ ድሕሪ እቲ ስልጠና ገለ ሕቶታት ኣልዩኒ መልሲ ኣበይ ክረክብ ከም ዝኽእል እፈልጥ እየ።*ስልጠና ኣይወሰድኩንብፍፁም ኣይኮነንቁርብ ቁሩብደሓንጽቡቕኣዝዩ ጽቡቕ ሳላ እዛ ፊልም እዚኣ ቛንቋ ነዘርላንድስ ክመሃርን ስራሕ ክደልይ ክኽእልን ዝያዳ ድልየት የሕዲረ ኣለኹ።*ብፍፁም ኣይኮነንቁርብ ቁሩብደሓንጽቡቕኣዝዩ ጽቡቕ ነቲ ኻብ COA እተቐበልክዎ ሓበሬታ ስራሕ ኣብ ምድላይ ጽቡቕ ጌር ክጥቀመሉ እኽእል እየ።*ብፍፁም ኣይኮነንቁርብ ቁሩብደሓንጽቡቕኣዝዩ ጽቡቕPhoneDit veld is bedoeld voor validatiedoeleinden en moet niet worden gewijzigd. * ግዴታ